WorkCover > Community languages > Information in Tigrigna

Information in Tigrigna

መሕተቲ ቅጥዒ

እንግሊዝኛ ቐዳማይ ቛንቛኹም ስለዘይኾነ እሞ ነዚ ቅጥዒ ንክትመልኡ ሓገዝ ንምርካብ በጃኹም ብስልኪ 13 18 55 ጌርኩም ንWorkCoverSA ወይካዓ ብስልኪ 8127 1100 ን Employers Mutual ምድዋልን ብዘይ ክፍሊት ኣስተርጓማይ ክዳለው ይኽእል። ከምኡ’ድማ ን ኣስተርጓማይን ትርጎም ማእከል ብስልኪ 8226 1990 ጌርኩም ኣዘራርቡ እሞ ንWorkCover ወይካዓ ንEmployers Mutual ደዊሎም የራኽቡ እዮም።

ብዛዕባ WorkCoverSA ከምኡ’ድማ ኣብ ሳውዝ ኣውስትራሊያ ሠራሕተኛታት ናብ ንቡር ሂወት ክምለስ ሓገዝን ንዝተጎድኣ ካሕሳ ኣወሃህባ ዝምልከት መረዳእታ በዚ ገጽ ኣቢሉ ይርከብ እዩ።
 

ንጥርዓን/ቅሬታ WorkCover/ዎርክከቨር [149KB] - How WorkCover resolves complaints
ለውጥታት መደብ ወርክካቨር ብቖላሕታ [615KB] - Changes to the WorkCover Scheme – At a glance

 
ብጀካ እንግሊዝኛ ብኻልእ ቋንቋ፤ ብዛዕባ ጥዕናን ደሕንነትን ካሕሳ ስራሕተኛታትን ተሓድሶን ምስ ዝኾነ ስብ ክትዘራረቡ እንተደሊኹም፤ ንምስትርጓም አገልግሎት ማእከል ብስልኪ 8226 1990 ብምድዋል ንዎርክከቨር ኮርፖሬሽን ብስልኪ ቁፅሪ 13 18 55 እንኸድውሉ ሕተትዎም። እዚ ናይ ትርጉም አገልግሎት ነዓኹም ብናጻ እዩ።